Imam Bukhari : 5445
حَدَّثَنَا سُلَيْمَانُ بْنُ حَرْبٍ حَدَّثَنَا حَمَّادُ بْنُ زَيْدٍ عَنْ ثَابِتٍ قَالَ سُئِلَ أَنَسٌعَنْ خِضَابِ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَقَالَ إِنَّهُ لَمْ يَبْلُغْ مَا يَخْضِبُ لَوْ شِئْتُ أَنْ أَعُدَّ شَمَطَاتِهِ فِي لِحْيَتِهِ
ነጊሩና ኣሎ [ሱሌማን ቢን ሓርብ] ነጊሩና ኣሎ [ሓመድ ቢን ዛይድ] ካብ [ታቢት] ኢሉ፤ [ኣናስ] ብዛዕባ ጸጉሪ ርእሲ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላም ተሓቲቱ ኣናስ መለሰ፤ 'ኣይጽሕፎን'ዩ፡ እንተዝደሊ ነቲ ጸሊም ጸጉሪ ምስቲ ኣብ ጭሕሙ ዘሎ ጻዕዳ ጸጉሪ ዝተሓዋወሰ ምቖጸርክዎ'።