Imam Bukhari : 455
حَدَّثَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ مَسْلَمَةَ عَنْ مَالِكٍ عَنْ ابْنِ شِهَابٍ عَنْ عَبَّادِ بْنِ تَمِيمٍ عَنْ عَمِّهِأَنَّهُ رَأَى رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مُسْتَلْقِيًا فِي الْمَسْجِدِ وَاضِعًا إِحْدَى رِجْلَيْهِ عَلَى الْأُخْرَىوَعَنْ ابْنِ شِهَابٍ عَنْ سَعِيدِ بْنِ الْمُسَيَّبِ قَالَ كَانَ عُمَرُ وَعُثْمَانُ يَفْعَلَانِ ذَلِكَ
ንዓና [ዓብደላ ቢን መስላማ] ካብ [ማሊክ] ካብ [ኢብን ሺሃብ] ካብ [ዓባድ ቢን ታሚም] ካብ [ኣኮኡ] ንረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኣብ መስጊድ ደቂሶም ሓደ እግሮም ኣብ ልዕሊ እቲ ካልእ ከም ዝረኣዮም ተነጊሩና ኣሎ'። ከምኡ ውን ካብ ኢብን ሺሃብ ካብ ሰዒድ ቢን ኣል ሙሳያብ ''ዑመርን ዑስማንን እውን ከምኡ ገይሮም'' ኢሉ።