Imam Bukhari : 4937
حَدَّثَنَا سَعِيدُ بْنُ عُفَيْرٍ قَالَ حَدَّثَنِي اللَّيْثُ قَالَ حَدَّثَنِي عَبْدُ الرَّحْمَنِ بْنُ خَالِدِ بْنِ مُسَافِرٍ عَنْ ابْنِ شِهَابٍ عَنْ ابْنِ الْمُسَيَّبِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَأَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ خَيْرُ الصَّدَقَةِ مَا كَانَ عَنْ ظَهْرِ غِنًى وَابْدَأْ بِمَنْ تَعُولُ
[ሰዒድ ቢን ኡፋይር] ኢሉና ኣሎ፤ ንዓይ [ኣል ላይትስ] ምስ ነገረኒ ከምዚ ኢሉ፤ ብ[ዓብዱራህማን ቢን ካሊድ ቢን ሙሳፊር] ካብ [ኢብን ሺሃብ] ካብ [ኢብኑል ሙሴያብ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ከም ዝተነግረኒ ረሱል ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም:- እቲ ዝበለጸ ምጽዋት ድሕሪ እኹልነት ምስተፈጸመ እዩ። ካብቶም ጽግዕተኛታትካ ዝኾኑ ሰባት ድማ ጀምር'።