Suatu urusan dariku terimalah demi Allah, sungguh aku adalah orang yang lebih mengenal Allah daripada mereka dan aku adalah orang yang paling takut kepadanya
Imam Muslim : 4346
و حَدَّثَنَا أَبُو كُرَيْبٍ حَدَّثَنَا أَبُو مُعَاوِيَةَ عَنْ الْأَعْمَشِ عَنْ مُسْلِمٍ عَنْ مَسْرُوقٍ عَنْ عَائِشَةَ قَالَتْ رَخَّصَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فِي أَمْرٍ فَتَنَزَّهَ عَنْهُ نَاسٌ مِنْ النَّاسِ فَبَلَغَ ذَلِكَ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَغَضِبَ حَتَّى بَانَ الْغَضَبُ فِي وَجْهِهِ ثُمَّ قَالَ مَا بَالُ أَقْوَامٍ يَرْغَبُونَ عَمَّا رُخِّصَ لِي فِيهِ فَوَاللَّهِ لَأَنَا أَعْلَمُهُمْ بِاللَّهِ وَأَشَدُّهُمْ لَهُ خَشْيَةً
[ኣቡ ኩራይብ] ድማ ነጊሩና ኣሎ፤ [ኣቡ ሙዓዊያ] ካብ [ኣልኣማሲ] ካብ [ሙስሊም] ካብ [ማስሩቕ] ካብ [ዓዒስያ] ምስ ነገረና ከምዚ ኢሉ፤ ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ሓደ እዋን ንኣስላም ኣብ ሓደ ጸገም ዕረፍቲ ሂቡዎም ነይሩ፡ ንሳቶም ግን ክቕበልዎ ኣይደለዩን። ኣብ መወዳእታ እቲ ዜና ናብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም በጺሑ ኣቖጢዕዎ - እቲ ቁጥዐ ድማ ኣብ ገጹ ተራእየ።' ሽዑ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ከምዚ በሎም: ስለምንታይ እዮም ሰባት ነቲ ብመንገዲ መንጎኛይ ዝተዋህቦም ረድኤት ክቕበልዎ ዘይደልዩ? በላህ ኣነ እቲ ንኣላህ ዝበለጸ ዝፈልጦን ዝቐርቦን ሰብ እየ'።