Diangkatnya ilmu dan merebaknya kebodohan dan diminumnya khamer serta praktek perzinahan secara terang-terangan
Imam Bukhari : 4830
حَدَّثَنَا حَفْصُ بْنُ عُمَرَ الْحَوْضِيُّ حَدَّثَنَا هِشَامٌ عَنْ قَتَادَةَ عَنْ أَنَسٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَلَأُحَدِّثَنَّكُمْ حَدِيثًا سَمِعْتُهُ مِنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَا يُحَدِّثُكُمْ بِهِ أَحَدٌ غَيْرِي سَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ إِنَّ مِنْ أَشْرَاطِ السَّاعَةِ أَنْ يُرْفَعَ الْعِلْمُ وَيَكْثُرَ الْجَهْلُ وَيَكْثُرَ الزِّنَا وَيَكْثُرَ شُرْبُ الْخَمْرِ وَيَقِلَّ الرِّجَالُ وَيَكْثُرَ النِّسَاءُ حَتَّى يَكُونَ لِخَمْسِينَ امْرَأَةً الْقَيِّمُ الْوَاحِدُ
ነጊሩና ኣሎ [ሓፍሽ ቢን ዑመር ኣል ሓውድሊ] [ሂስያም] ካብ [ቃታዳ] ካብ [ኣናስ] ራድያላሁ ዓንሁ ነጊሩና ኣሎ ኢሉ፤ ብሓቂ ካብ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ዝሰማዕክዎ ሓዲስ ክነግረኩም እየ ብዘይካይ ኣይምነገረኩምን ። ረሱል (ሰ.ዓ.ወ) ከምዚ ክብሉ ሰሚዐዮም:- ‘ካብ ምልክታት ምምጻእ መዓልቲ ቅያ: ምብዛሕ ፍልጠት: ምብዛሕ ድንቁርና: ስፍሕ ዝበለ ዝሙት: ብዝሒ ወይኒ ዝሰትዩ ሰባትን ውሑድ ቁጽሪ ደቂ ተባዕትዮን ብብዝሒ ደቂ ኣንስትዮን ክሳብ ሓምሳ ደቂ ኣንስትዮ እንተሃልየን ኣብ መንጎኦም ግን ሓደ ሰብኣይ ጥራይ እንተሃልዩ’ ክብሉ ሰሚዐዮም።