Setiap kalian adalah pemimpin dan setiap pemimpin akan dimintai pertanggung jawaban atas yang dipimpinnya
Imam Bukhari : 4789
حَدَّثَنَا أَبُو النُّعْمَانِ حَدَّثَنَا حَمَّادُ بْنُ زَيْدٍ عَنْ أَيُّوبَ عَنْ نَافِعٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِقَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ كُلُّكُمْ رَاعٍ وَكُلُّكُمْ مَسْئُولٌ فَالْإِمَامُ رَاعٍ وَهُوَ مَسْئُولٌ وَالرَّجُلُ رَاعٍ عَلَى أَهْلِهِ وَهُوَ مَسْئُولٌ وَالْمَرْأَةُ رَاعِيَةٌ عَلَى بَيْتِ زَوْجِهَا وَهِيَ مَسْئُولَةٌ وَالْعَبْدُ رَاعٍ عَلَى مَالِ سَيِّدِهِ وَهُوَ مَسْئُولٌ أَلَا فَكُلُّكُمْ رَاعٍ وَكُلُّكُمْ مَسْئُولٌ
ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኑማን] ነጊሩና ኣሎ [ሓመድ ቢን ዛይድ] ካብ [ኣዩብ] ካብ [ናፊዕ] ካብ [ዓብደላ] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም: ነፍሲ ወከፍኩም መራሒ ኢኹም: ነፍሲ ወከፍኩም ድማ ክትሕተቱ ኢኹም:: ሰብኣይ መራሒ ስድርኡ ስለዝኾነ ክሕተት እዩ። ጓል ኣንስተይቲ መራሒት እንዳ ሰብኣያ እያ፡ ክትሕተት ድማ እያ። ባርያ ድማ ናይ ጎይታኡ ንብረት እውን ሓላፊ ስለ ዝኾነ ንሱ እውን ክሕተት እዩ። ብርግጽ ነፍሲ ወከፍኩም መራሒ ስለዝኾንኩም ነፍሲ ወከፍኩም ክትሕተቱ ኢኹም'።