Nabi Sulaiman tidak mengucapkan Insya Allah: setiap istri akan melahirkan seorang anak yang akan berperang di jalan Allah, sehingga lahirnya satu anak dalam keadaan cacat
Imam Muslim : 3124
و حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ عَبَّادٍ وَابْنُ أَبِي عُمَرَ وَاللَّفْظُ لِابْنِ أَبِي عُمَرَ قَالَا حَدَّثَنَا سُفْيَانُ عَنْ هِشَامِ بْنِ حُجَيْرٍ عَنْ طَاوُسٍ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ قَالَ سُلَيْمَانُ بْنُ دَاوُدَ نَبِيُّ اللَّهِ لَأَطُوفَنَّ اللَّيْلَةَ عَلَى سَبْعِينَ امْرَأَةً كُلُّهُنَّ تَأْتِي بِغُلَامٍ يُقَاتِلُ فِي سَبِيلِ اللَّهِ فَقَالَ لَهُ صَاحِبُهُ أَوْ الْمَلَكُ قُلْ إِنْ شَاءَ اللَّهُ فَلَمْ يَقُلْ وَنَسِيَ فَلَمْ تَأْتِ وَاحِدَةٌ مِنْ نِسَائِهِ إِلَّا وَاحِدَةٌ جَاءَتْ بِشِقِّ غُلَامٍ فَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ وَلَوْ قَالَ إِنْ شَاءَ اللَّهُ لَمْ يَحْنَثْ وَكَانَ دَرَكًا لَهُ فِي حَاجَتِهِ و حَدَّثَنَا ابْنُ أَبِي عُمَرَ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ عَنْ أَبِي الزِّنَادِ عَنْ الْأَعْرَجِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مِثْلَهُ أَوْ نَحْوَهُ
[መሓመድ ቢን ዓባድ]ን [ኢብን ኣቡ ዑመርን] ነጊሩና ኣሎ እዚ ድማ ናይ ኢብን ኣቡ ዑመር ላፋድዝ እዩ ክልቲኦም ከምዚ ኢሎም፤ ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ካብ [ሂስያም ቢን ሑጃይር] ካብ [ታዉስ] ካብ [ኣቡ ሑራይራ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓሌሂ ዋሰላም፡ ከምዚ ኢሉ ኣሎ: ‘ነቢ ናይ ኣላህ ሱሌማን ቢን ዳውድ ሓደ ግዜ ‘ብሓቂ ሰብዓ ኣንስተይ ኣብ ሓንቲ ለይቲ ክዘውር እየ፡ ነፍሲ ወከፈን ኣብ መንገዲ ኣላህ ዝቃለስ ወዲ ክወልዳ እየ’ ኢሉ። ሽዑ ዓርኩ - ወይ መልኣኽ - '"ኢንሻኣላህ" በል' ዝብል ምኽሪ ሃቦ። ክብሎ ግን ረሲዑ። ብዘይካ ሓንቲ ስንኩል ቆልዓ ዝወለደት ሰበይቲ ጥራይ ካብ ኣንስቱ ዝወለደት ከምዘየለ ተረጋገጸ።’ ኢሉ መለሰሉ። ሽዑ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በሎም፦ ‘ኢንሻ ኣላህ’ እንተዝብል ብርግጽ ማሕላ ኣይምፈረሰን፣ እቲ ዝምነዮ ድማ ምተፈጸመ ነይሩ’። ከምኡ ውን ነጊሩና ኣሎ [ኢብን ኣቡ ዑመር] ከምዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ሓዲስ ካብ [ኣቡ ኣዝ ዛናድ] ካብ [ኣል ዓዓራጅ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ሓዲስ ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን]።