Imam Bukhari : 4772
حَدَّثَنَا مَالِكُ بْنُ إِسْمَاعِيلَ حَدَّثَنَا زُهَيْرٌ عَنْ بَيَانٍ قَالَ سَمِعْتُ أَنَسًا يَقُولُبَنَى النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بِامْرَأَةٍ فَأَرْسَلَنِي فَدَعَوْتُ رِجَالًا إِلَى الطَّعَامِ
ነጊሩና ኣሎ [ማሊክ ቢን እስማዒል] ነጊሩና ኣሎ [ዙሃየር] ካብ [ባያን] ኢሉ፤ [ኣናስ] ክብል ሰሚዐዮ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ንሓንቲ ሰበይቲ ተመርዕዮም፡ ድሕሪኡ ሰዲዱኒ ስለዚ ሓያሎ ሰባት ዓዲመ ክበልዑ።'