Rahmat allah membebaskan setengah shalat dan puasa bagi musafir
Imam Muslim : 1875
حَدَّثَنِي يَحْيَى بْنُ يَحْيَى وَمُحَمَّدُ بْنُ رُمْحٍ قَالَا أَخْبَرَنَا اللَّيْثُ ح و حَدَّثَنَا قُتَيْبَةُ بْنُ سَعِيدٍ حَدَّثَنَا لَيْثٌ عَنْ ابْنِ شِهَابٍ عَنْ عُبَيْدِ اللَّهِ بْنِ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ عُتْبَةَ عَنْ ابْنِ عَبَّاسٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَا أَنَّهُ أَخْبَرَهُ أَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ خَرَجَ عَامَ الْفَتْحِ فِي رَمَضَانَ فَصَامَ حَتَّى بَلَغَ الْكَدِيدَ ثُمَّ أَفْطَرَ قَالَ وَكَانَ صَحَابَةُ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَتَّبِعُونَ الْأَحْدَثَ فَالْأَحْدَثَ مِنْ أَمْرِهِ حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ يَحْيَى وَأَبُو بَكْرِ بْنُ أَبِي شَيْبَةَ وَعَمْرٌو النَّاقِدُ وَإِسْحَقُ بْنُ إِبْرَاهِيمَ عَنْ سُفْيَانَ عَنْ الزُّهْرِيِّ بِهَذَا الْإِسْنَادِ مِثْلَهُ قَالَ يَحْيَى قَالَ سُفْيَانُ لَا أَدْرِي مِنْ قَوْلِ مَنْ هُوَ يَعْنِي وَكَانَ يُؤْخَذُ بِالْآخِرِ مِنْ قَوْلِ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ حَدَّثَنِي مُحَمَّدُ بْنُ رَافِعٍ حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّزَّاقِ أَخْبَرَنَا مَعْمَرٌ عَنْ الزُّهْرِيِّ بِهَذَا الْإِسْنَادِ قَالَ الزُّهْرِيُّ وَكَانَ الْفِطْرُ آخِرَ الْأَمْرَيْنِ وَإِنَّمَا يُؤْخَذُ مِنْ أَمْرِ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بِالْآخِرِ فَالْآخِرِ قَالَ الزُّهْرِيُّ فَصَبَّحَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مَكَّةَ لِثَلَاثَ عَشْرَةَ لَيْلَةً خَلَتْ مِنْ رَمَضَانَ و حَدَّثَنِي حَرْمَلَةُ بْنُ يَحْيَى أَخْبَرَنَا ابْنُ وَهْبٍ أَخْبَرَنِي يُونُسُ عَنْ ابْنِ شِهَابٍ بِهَذَا الْإِسْنَادِ مِثْلَ حَدِيثِ اللَّيْثِ قَالَ ابْنُ شِهَابٍ فَكَانُوا يَتَّبِعُونَ الْأَحْدَثَ فَالْأَحْدَثَ مِنْ أَمْرِهِ وَيَرَوْنَهُ النَّاسِخَ الْمُحْكَمَ
ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ያህያ] ከምኡ’ውን [መሓመድ ቢን ሩምህ] ክልቲኦም ከም ዝበሎም፣ ነጊሩና ኣሎ [ላይትስ] -ብኻልእ መንገዲ- ከምኡ’ውን ነጊሩና ኣሎ [ቁታይባ ቢን ሰዒድ] [ላይትስ] ካብ [ኢብን ሺሃብ] ካብ [ዑበይዱላህ ቢን ዓብደላህ ቢን ኡትባህ] ካብ [ኢብን ዓባስ] ራድሊያላሁ ዓንሑማ፣ ከም ዝነገረና:: ሓበሮ፣ ከምኡ ምዃኑ፤ ረሱሉላህ ዓለይሂ ዋሰላም ኣብ ዓመት ሓርነት ከተማ መካ ኣብ ወርሒ ሮሞድላን ወጺኡ፡ ክሳብ ኣብ ካዲድ ዝበጽሕ ድማ ጾመ፡ ድሕሪኡ ጾሙ ኣፍረሰ። ኢብን ዓባስ ከምዚ ኢሎም፤ ከምኡ ውን ሰሓባ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኣብቲ ግዜ እቲ ኩሉ ተግባራቱ ተኸቲሎም። [ያሕያ ቢን ያሕያ] ከምኡ ውን [ኣቡበከር ቢን ኣቡ ስያይባ] ከምኡ ውን [ኣምሩ ኣን ናቂድ] ከምኡ ውን [ኢሻቅ ቢን ኢብራሂም] ካብ [ሱፍያን] ካብ [ኣዝ ዙህሪ] ምስዚ ኢስናድ ንኣብነት ነጊሩና ኣሎ። [ያህያ] በለ፣ [ሱፍያን] ከምዚ በለ፤ 'እቲ ሰብኣይ መን ምዃኑ ኣይፈልጥን'የ'። እዚ ኣገላልጻ እዚ ካብ መወዳእታ ቃላት ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ዝተወስደ እዩ። ነጊሩኒ ኣሎ [መሓመድ ቢን ራፊዕ] ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱራዛቅ] ነጊሩና ኣሎ [ማዓመር] ካብ [ኣዝ ዙህሪ] ምስዚ ኢስናድ። ኣዝ ዙህሪ ከምዚ ኢሎም፤ ጾም ምብታኽ ካብ ክልቲኡ ነገራት ናይ መወዳእታ እዩ። ከምኡ ውን ካብ ጉዳይ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ማለት ካብቲ ናይ መወዳእታ ብተኸታታሊ ዝተወስደ ኢዩ :: ኣዝ ዙህሪ ከምዚ በለ: ስለዚ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኣብ መካ ንዓሰርተ ሰለስተ መዓልቲ ጸንሑ: ክሳብ ወርሒ ሮሞድላን ዝሓልፍ’። ከምኡ ውን ተነጊሩኒ ኣሎ [ሓርማላ ቢን ያሕያ] ነጊሩና ኣሎ [ኢብኑ ዋህብ] ከምዚ ኢስናድ ምስዚ ኢስናድ ከም ዝነገረኒ [ዩኑስ] ካብ [ኢብን ሺሃብ] ከም ኣብ ሓዲስ ላይት ዘሎ። ኢብን ሺሃብ ከምዚ ኢሉ፤ ‘እቶም ብጾት ንኹሉ ተግባራቱ ተኸቲሎምዎ። ከም ኣገላልጻኦም ድማ እዚ ናሲኽ ኣል ሙሕካም' ኢዩ።