Perumpamaan orang membaca Al-qur'an seperti buah utrujah, harum dan rasanya enak
Imam Bukhari : 4632
حَدَّثَنَا هُدْبَةُ بْنُ خَالِدٍ أَبُو خَالِدٍ حَدَّثَنَا هَمَّامٌ حَدَّثَنَا قَتَادَةُ حَدَّثَنَا أَنَسُ بْنُ مَالِكٍ عَنْ أَبِي مُوسَى الْأَشْعَرِيِّعَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ مَثَلُ الَّذِي يَقْرَأُ الْقُرْآنَ كَالْأُتْرُجَّةِ طَعْمُهَا طَيِّبٌ وَرِيحُهَا طَيِّبٌ وَالَّذِي لَا يَقْرَأُ الْقُرْآنَ كَالتَّمْرَةِ طَعْمُهَا طَيِّبٌ وَلَا رِيحَ لَهَا وَمَثَلُ الْفَاجِرِ الَّذِي يَقْرَأُ الْقُرْآنَ كَمَثَلِ الرَّيْحَانَةِ رِيحُهَا طَيِّبٌ وَطَعْمُهَا مُرٌّ وَمَثَلُ الْفَاجِرِ الَّذِي لَا يَقْرَأُ الْقُرْآنَ كَمَثَلِ الْحَنْظَلَةِ طَعْمُهَا مُرٌّ وَلَا رِيحَ لَهَا
ነጊሩና ኣሎ [ሑድባ ቢን ካሊድ ኣቡ ካሊድ] ነጊሩና ኣሎ [ሓማም] ነጊሩና ኣሎ [ቃታዳ] ነጊሩና ኣሎ [ኣናስ ቢን ማሊክ] ካብ [ኣቡ ሙሳ ኣል ኣሲዓሪ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም፡ ከምዚ ኢሉ: ‘ምስላ ናይ ሓደ ሰብ ቁርኣን ዘንብብ ከም ፍረ ኡትሩጃ እዩ፣ ጣዕሙ ጥዑም እዩ። ጨናኡ እውን ጥዑም እዩ። እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ ቁርኣን ዘይንበቡ ሰባት ከም ተምሪ እዮም፣ ጥዑም ይጥዕሙ፣ ግን ከኣ ጨና የብሎምን። እንተ እቶም ቁርኣን ዘንብቡ ሰባት ፋጅር ግን ከም ፍረ ራይሃና እዮም፡ ጨና ኣለዎ፡ ግን ከኣ መሪር ይጥዕም። ከምኡ ውን ምስላ ናይቶም ቁርኣን ዘይንበቡ ሰባት ፋጂር ከም ፍረ ሃንዛላ እዩ ፡ መሪር ጣዕሚ ኣለዎ ጨናኡ ውን ዘይጥዑም እዩ' ።