Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Bukhari : 4453

حَدَّثَنَا مُوسَى بْنُ إِسْمَاعِيلَ حَدَّثَنَا أَبُو عَوَانَةَ عَنْ أَبِي بِشْرٍ عَنْ يُوسُفَ بْنِ مَاهَكَ قَالَكَانَ مَرْوَانُ عَلَى الْحِجَازِ اسْتَعْمَلَهُ مُعَاوِيَةُ فَخَطَبَ فَجَعَلَ يَذْكُرُ يَزِيدَ بْنَ مُعَاوِيَةَ لِكَيْ يُبَايَعَ لَهُ بَعْدَ أَبِيهِ فَقَالَ لَهُ عَبْدُ الرَّحْمَنِ بْنُ أَبِي بَكْرٍ شَيْئًا فَقَالَ خُذُوهُ فَدَخَلَ بَيْتَ عَائِشَةَ فَلَمْ يَقْدِرُوا فَقَالَ مَرْوَانُ إِنَّ هَذَا الَّذِي أَنْزَلَ اللَّهُ فِيهِ{ وَالَّذِي قَالَ لِوَالِدَيْهِ أُفٍّ لَكُمَا أَتَعِدَانِنِي }فَقَالَتْ عَائِشَةُ مِنْ وَرَاءِ الْحِجَابِ مَا أَنْزَلَ اللَّهُ فِينَا شَيْئًا مِنْ الْقُرْآنِ إِلَّا أَنَّ اللَّهَ أَنْزَلَ عُذْرِي

ነጊሩና ኣሎ [ሙሳ ቢን እስማዒል] ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ዓዋና] ካብ [ኣቡ ቢሲር] ካብ [ዩሱፍ ቢን ማሂክ] ኢሉ፤ ሙዓዊያ ንማርዋን ኣብ ሂጃዝ መራሒ ገይሩ ሸሞ። ሽዑ ማርዋን ድሕሪ ኣቡኡ ባይዓት ክወስድ ናይ ያዚድ ቢን ሙውዊያ ሰናይነት ጠቒሱ። ሽዑ ዓብዱራሕማን ቢን ኣቡበከር ዘቖጥዖ ነገር ተዛረቦ። ስለዚ ማርዋን ከምዚ በለ፤ ሒዝካዮ። ዓብዱራሕማን ክሳብ ክኣስርዎ ዘይክእሉ ናብ እንዳ ዓይስያ ኣተወ። ማርዋን ከምዚ ኢሉ፤ እዛ ገዛ እዚኣ ኣላህ ነታ ኣያ ዝወረደላ ገዛ እያ: ከምኡ ውን እቲ ንኽልተ ወለዲ: 'ሲስ ንክልቴኹም: ክልቴኹም ዲኹም ኣጠንቂቕኩምኒ ዲኹም ከም ዝትንስእ: ዋላ እኳ ሓያሎ ሰባት ቅድመይ እንተሓለፉ?: -ኣል ኣሕቃፍ: 17-:: ስለዚ [ኣይስያ] ብድሕሪ መጋረጃ፤ ኣላህ ካብ ቁርኣን ዝገለጸልና ነገር የለን ብዘይካ ኡድዙርኩ - ሓርነተይ - ብዛዕባ ናይ ሓሶት ዜና ጥራይ ኣውሪዱልና።