Imam Bukhari : 4446
حَدَّثَنَا عَبْدَانُ عَنْ أَبِي حَمْزَةَ عَنْ الْأَعْمَشِ عَنْ مُسْلِمٍ عَنْ مَسْرُوقٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ قَالَمَضَى خَمْسٌ الدُّخَانُ وَالرُّومُ وَالْقَمَرُ وَالْبَطْشَةُ وَاللِّزَامُ
[ዓብዳን] ካብ [ኣቡ ሓምዛህ] ካብ [ኣልዓማሲ] ካብ [ሙስሊም] ካብ [መስሩቕ] ካብ [ዓብደላ] ምስ ነገረና ከምዚ ኢሉ፤ ሓሙሽተ ነገራት ሓሊፎም፤ ጭቃ፡ ስዕረት ራማዊ፡ ምፍንጫል ወርሒ፡ ከቢድ ጽፍዒትን ሞትን'።