Imam Bukhari : 4392
حَدَّثَنَا آدَمُ حَدَّثَنَا شُعْبَةُ حَدَّثَنَا مَنْصُورٌ عَنْ سَعِيدِ بْنِ جُبَيْرٍ قَالَ سَأَلْتُ ابْنَ عَبَّاسٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَاعَنْ قَوْلِهِ تَعَالَى{ فَجَزَاؤُهُ جَهَنَّمُ }قَالَ لَا تَوْبَةَ لَهُ وَعَنْ قَوْلِهِ جَلَّ ذِكْرُهُ{ لَا يَدْعُونَ مَعَ اللَّهِ إِلَهًا آخَرَ }قَالَ كَانَتْ هَذِهِ فِي الْجَاهِلِيَّةِ
ነጊሩና ኣሎ [ኣዳም] ነጊሩና ኣሎ [ስዩባህ] ነጊሩና ኣሎ [መንሱር] ካብ [ሰዒድ ቢን ጁበይር] ኢሉ፤ ን[ኢብን ዓባስ ራድሊያላሁ ዓንሁማ] ብዛዕባ ቃላት ኣላህ ሓቲተዮ: ስለዚ ዓስቢ ሲኦል ክኸውን እዩ ጃሃናም:: ኢብን ዓባስ ከምዚ ኢሎም፤ 'ንዕኡ ንስሓ የለን'። ንቃል ኣላህ ብዝምልከት ድማ: ከምኡ ውን ምስ ኣላህ ካልእ ኣምላኽ ዘይሰግዱ:: -ኣል ፉርቃን፡ 68-. ኢብን ዓባስ ከምዚ ኢሎም፤ 'እዛ ጥቕሲ እዚኣ ኣብ ዘመነ ጃሂልያ እያ ወጺኣ'።