Tafsir Al Hijr: 91 Ibnu Abbas: mereka adalah Ahlul Kitab yang memilah milih (aturan Allah), sebagian mereka imani dan sebagian mereka ingkari…
Imam Bukhari : 4337
حَدَّثَنَا عُبَيْدُ اللَّهِ بْنُ مُوسَى عَنْ الْأَعْمَشِ عَنْ أَبِي ظَبْيَانَ عَنْ ابْنِ عَبَّاسٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَا{ كَمَا أَنْزَلْنَا عَلَى الْمُقْتَسِمِينَ }قَالَ آمَنُوا بِبَعْضٍ وَكَفَرُوا بِبَعْضٍ الْيَهُودُ وَالنَّصَارَى
ንቃል ኣላህ ብዝምልከት [ዑበይዱላህ ቢን ሙሳ] ካብ [ኣልዓማሲ] ካብ [ኣቡ ዛብያን] ካብ [ኢብን ዓባስ ራድሊኣላሁ ዓንሁማ] ብዛዕባ ቃል ኣላህ ከምዚ ኢሉና ኣሎ: ከምቲ ንሕና -መቕጻዕቲ- ኣብ ልዕሊ እቶም መጽሓፍ ኣላህ ዝመቓቐሉ ዘውረድናዮ:: -ኣል ሂጅር፡ 90-. ኢብን ዓባስ ከምዚ ኢሎም፤ 'ኣብ ገሊኦም ይኣምኑ ንገለ ድማ ኣይኣምኑን፣ ኣይሁድን ክርስትያንን እዮም'።34