Imam Bukhari : 3886
حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ سَعِيدٍ الْخُزَاعِيُّ حَدَّثَنَا زِيَادُ بْنُ الرَّبِيعِ عَنْ أَبِي عِمْرَانَ قَالَ نَظَرَ أَنَسٌ إِلَى النَّاسِ يَوْمَ الْجُمُعَةِ فَرَأَى طَيَالِسَةً فَقَالَ كَأَنَّهُمْ السَّاعَةَ يَهُودُ خَيْبَرَ
ንዓና [መሓመድ ቢን ሰዒድ ኣል ኹዛዒ] [ዚያድ ቢን ኣር ረቢ’] ካብ [ኣቡ ኢምራን] ከም ዘረከበና ከምዚ ኢሉ፤ [ኣናስ] ዓርቢ ናብቶም ሰባት ጠሚቱ ስርርዕ ዘለዎ ክዳውንቲ ረኣየ። ብድሕሪኡ ከምዚ ኢሉ፤ 'ሎሚ ኣይሁድ ኻይባር ከም ዝኾኑ ኮይኑ ኣሎ።'