Imam Bukhari : 3863
حَدَّثَنَا قُتَيْبَةُ عَنْ مَالِكٍ عَنْ نَافِعٍ أَنَّ عَبْدَ اللَّهِ بْنَ عُمَرَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَا خَرَجَ مُعْتَمِرًا فِي الْفِتْنَةِ فَقَالَ إِنْ صُدِدْتُ عَنْ الْبَيْتِ صَنَعْنَا كَمَا صَنَعْنَا مَعَ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَأَهَلَّ بِعُمْرَةٍ مِنْ أَجْلِ أَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ كَانَ أَهَلَّ بِعُمْرَةٍ عَامَ الْحُدَيْبِيَةِ
ንዓና [ቁታይባ] ካብ [ማሊክ] ካብ [ናፊዕ] ከም ዝተነግረና [ዓብደላ ቢን ዑመር ረቢ ይርሓመሉ] ዑምራ ክገብር ከም ዝወጸ ኣብቲ ጸለመ ዝተላዕለሉ እዋን። ይብል፤ 'ኣብ በይቱላህ ንከይሰግድ እንተተኸልኪለ ከምቲ ምስ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ዝገበርናዮ ክንፍጽሞ ኢና'። ድሕሪኡ ንዑምራ ጣልብያ -በሪህራም- ምግባር ኣብነት ናይቲ ሓደ እዋን ኣብ ዓመት ስምምዕ ሑዳይቢያ ንዑምራ ጣልብያ -ቤሪህራም- ዝፈጸመ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ተኸቲልካ።