Imam Bukhari : 3800
حَدَّثَنَا أَبُو نُعَيْمٍ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ عَنْ أَبِي إِسْحَاقَ عَنْ سُلَيْمَانَ بْنِ صُرَدٍ قَالَ قَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَوْمَ الْأَحْزَابِ نَغْزُوهُمْ وَلَا يَغْزُونَنَا
ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኑዒም] ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ካብ [ኣቡ እስሓቅ] ካብ [ሱሌማን ቢን ሹራድ] ኢሉና፣ ነቢ ሰለላሁ ዓሌይ ዋሰላም ውግእ ኣህዛብ ምስ ተዛዘመ ከምዚ ኢሎም: ‘ሕጂ ከነጥቅዖም ኢና፣ ንሳቶም ድማ ኣይክጥቅዑናን እዮም’ ኢሎም።