Seekor serigala yang memakan kambing lalu pengembalanya mengikutinya. serigala berkata kepada penggembala itu: Siapa yang mengawasi kambing itu pada hari berburu ini yang tidak ada yang menjaganya kecuali aku?
Imam Bukhari : 3414
حَدَّثَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ يُوسُفَ حَدَّثَنَا اللَّيْثُ حَدَّثَنَا عُقَيْلٌ عَنْ ابْنِ شِهَابٍ عَنْ سَعِيدِ بْنِ الْمُسَيَّبِ وَأَبِي سَلَمَةَ بْنِ عَبْدِ الرَّحْمَنِ قَالَا سَمِعْنَا أَبَا هُرَيْرَةَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ يَقُولُ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بَيْنَمَا رَاعٍ فِي غَنَمِهِ عَدَا الذِّئْبُ فَأَخَذَ مِنْهَا شَاةً فَطَلَبَهَا حَتَّى اسْتَنْقَذَهَا فَالْتَفَتَ إِلَيْهِ الذِّئْبُ فَقَالَ لَهُ مَنْ لَهَا يَوْمَ السَّبُعِ لَيْسَ لَهَا رَاعٍ غَيْرِي فَقَالَ النَّاسُ سُبْحَانَ اللَّهِ فَقَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَإِنِّي أُومِنُ بِهِ وَأَبُو بَكْرٍ وَعُمَرُ وَمَا ثَمَّ أَبُو بَكْرٍ وَعُمَرُ
ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ ቢን ዩሱፍ] ነጊሩና ኣሎ [ኣል ላይትስ] ነጊሩና ኣሎ [ዑቃይል] ካብ [ኢብን ሺሃብ] ካብ [ሰዒድ ቢን ኣል ሙሳያብ] ከምኡ’ውን [ኣቡ ሰላማ ቢን ዓብዱርራሕማን] ክልቲኦም ከምዚ ኢሎም: [ኣቡ ሑራይራ ራድያላሁዓንሁ] ክብሉ ሰሚዕና፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በለ:- ሓደ ጓሳ ምስ ኣጣል ጓሳኡ ከሎ ከሎ ሃንደበት ሓደ ዝብኢ መጺኡ ኣጥቂዑ ሓደ ካብ ኣጣሉ ወሰደ። እቲ ጓሳ ክሳብ ዝረኽቦ ደለዮ፡ ሽዑ እቲ ዝብኢ ናብኡ ገጹ ብምምላስ፤ 'ብጀካ ኣነ ዝጓስያ ሰብ ኣብ ዘይብሉ መዓልቲ ሃድን መን ይከናኸና?'. ሰባት ተገሪሞም ተዛረቡ፤ 'ሱብሃነላህ -ክብሪ ንኣላህ ይኹን-!'. ስለዚ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም: ብሓቂ ኣነ ኣብቲ ፍጻመ እኣምን እየ። ብተመሳሳሊ ኣቡበከርን 'ዑመርን'። ኣብቲ ግዜ እቲ ኣቡበከርን ዑመርን ኣብኡ ኣይነበሩን።