Imam Bukhari : 3339
حَدَّثَنِي مُحَمَّدُ بْنُ الْمُثَنَّى قَالَ حَدَّثَنِي يَحْيَى بْنُ سَعِيدٍ عَنْ إِسْمَاعِيلَ حَدَّثَنِي قَيْسٌ عَنْ حُذَيْفَةَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَ تَعَلَّمَ أَصْحَابِي الْخَيْرَ وَتَعَلَّمْتُ الشَّرَّ
ነጊሩኒ ኣሎ [መሓመድ ቢን ኣል ሙትሳና] ኢሉኒ፣ ነጊሩኒ ኣሎ [ያሕያ ቢን ሰዒድ] ካብ [እስማዒል] ነጊሩኒ ኣሎ [ቃዒስ] ካብ [ሑድዛይፋ ራድሊያላሁ ዓንሁ] ኢሉ፤ 'ኣዕሩኽተይ ካብ ጽቡቕ ነገራት ክመሃሩ ኣነ ድማ ካብ ሕማቕ ነገራት ክመሃር'።