Imam Bukhari : 3015
حَدَّثَنَا حَجَّاجُ بْنُ مِنْهَالٍ حَدَّثَنَا شُعْبَةُ قَالَ عَدِيُّ بْنُ ثَابِتٍ أَخْبَرَنِي قَالَ سَمِعْتُ الْبَرَاءَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ لَمَّا مَاتَ إِبْرَاهِيمُ قَالَ إِنَّ لَهُ مُرْضِعًا فِي الْجَنَّةِ
ነጊሩና ኣሎ [ሓጃጅ ቢን ሚንሃል] ነጊሩና ኣሎ [ስዩባህ] ኢሉኒ [ዓዲ ቢን ጣቢት] ነጊሩኒ ኣሎ ኢሉ ሰሚዐ [ኣል ባራ’ ራድሊኣላሁ ዓንሁ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም: ኢብራሂም ዓላይሂሰላም -ወዲ ነቢ ሰለላሁዓላይሂ ምስ ሞተ ረሱሉላህ ሻላሁ 'ኣላይሂ ዋሳላም ድማ 'ኣብ ሰማይ ዘጥብዎ ሰብ ክህሉ እዩ' ኢሉ።