Imam Bukhari : 4247
حَدَّثَنَا عَلِيُّ بْنُ سَلَمَةَ حَدَّثَنَا مَالِكُ بْنُ سُعَيْرٍ حَدَّثَنَا هِشَامٌ عَنْ أَبِيهِ عَنْ عَائِشَةَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهَاأُنْزِلَتْ هَذِهِ الْآيَةُ{ لَا يُؤَاخِذُكُمْ اللَّهُ بِاللَّغْوِ فِي أَيْمَانِكُمْ }فِي قَوْلِ الرَّجُلِ لَا وَاللَّهِ وَبَلَى وَاللَّهِ
ነጊሩና ኣሎ [ዓሊ ቢን ሰላማ] ነጊሩና ኣሎ [ማሊክ ቢን ሱዒር] ነጊሩና ኣሎ [ሂስያም] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ዓዒስያ ራድሊያላሁ ዓንሃ] እዛ ጥቕሲ እዚኣ: ኣላህ ብሰንኪ እቲ -ንምምሓል- ዘይተሓሰበ ማሕላኹም ኣይቀጽዓኩምን እዩ: ግን ብሰንኪ እቲ ኮነ ኢልካ ዝገበርካዮ ማሕላ ይቐጽዓካ.. -ኣል ማይዳ፡ 79-፡ ብዛዕባ ናይ ሓደ ሰብ ቃል ወሪዳ፡ ኣይፋልን ብኣላህ፡ እወ ብኣላህ።