Permintaan Nabi Ibrahim untuk melihat cara Allah menghidupkan yang mati demi ketenangan hati
Imam Bukhari : 4173
حَدَّثَنَا أَحْمَدُ بْنُ صَالِحٍ حَدَّثَنَا ابْنُ وَهْبٍ أَخْبَرَنِي يُونُسُ عَنْ ابْنِ شِهَابٍ عَنْ أَبِي سَلَمَةَ وَسَعِيدٍ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ نَحْنُ أَحَقُّ بِالشَّكِّ مِنْ إِبْرَاهِيمَ إِذْ قَالَ{ رَبِّ أَرِنِي كَيْفَ تُحْيِي الْمَوْتَى قَالَ أَوَلَمْ تُؤْمِنْ قَالَ بَلَى وَلَكِنْ لِيَطْمَئِنَّ قَلْبِي }
ነጊሩና ኣሎ [ኣሕመድ ቢን ሳልሕ] ነጊሩና ኣሎ [ኢብኑ ዋሃብ] ነጊሩኒ ኣሎ [ዩኑስ] ካብ [ኢብን ሺሃብ] ካብ [ኣቡ ሰላማ] ከምኡ ውን [ሰዒድ] ካብ [ኣቡ ሑራይራ ራድልያላሁ ዓንሁ] ኢሉኒ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም : - ኣነ ካብ ኢብራሂም ዓለይሂስ ሰላም ንላዕሊ ክጠራጠር መሰል ኣለኒ ክብል ከሎ ; 'ኦ ጎይታይ ከመይ ጌርካ ንምዉታት ህይወት ከም እትህቦ ኣርእየኒ' በለ ኣላህ: 'ኣይትኣምንን ዲኻ?' ኢብራሂም ከምዚ ኢሉ፤ 'ብርግጽ እምነት ኣለኒ፡ ልበይ ዝያዳ ምእንቲ ክረጋጋእ ጥራይ'።