Imam Darimi : 3202
حَدَّثَنَا أَبُو نُعَيْمٍ حَدَّثَنَا فِطْرٌ عَنْ الْحَكَمِ عَنْ مِقْسَمٍ عَنْ ابْنِ عَبَّاسٍ قَالَ مَا يَمْنَعُ أَحَدَكُمْ إِذَا رَجَعَ مِنْ سُوقِهِ أَوْ مِنْ حَاجَتِهِ فَاتَّكَأَ عَلَى فِرَاشِهِ أَنْ يَقْرَأَ ثَلَاثَ آيَاتٍ مِنْ الْقُرْآنِ
ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኑዓም] ነጊሩና ኣሎ [ፊትር] ካብ [ኣልሓካም] ካብ [ሚቅሳም] ካብ [ኢብን ዓባስ] ኢሉ፤ ሓደ ካባኻትኩም ካብ ዕዳጋ ወይ ካብ ዕዮኡ ናብ ገዝኡ መጺኡ ኣብ ዓራቱ ተደፊኡ ሰለስተ ጥቕስታት ቁርኣን ከየንብብ ዝኽልክለኩም እንታይ እዩ?