Imam Darimi : 617
أَخْبَرَنَا أَبُو نُعَيْمٍ حَدَّثَنَا أَبُو إِسْرَائِيلَ عَنْ عَطَاءِ بْنِ السَّائِبِ عَنْ أَبِيهِ أَوْ عَنْ أَبِي الْأَحْوَصِ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ قَالَ تَذَاكَرُوا هَذَا الْحَدِيثَ فَإِنَّ حَيَاتَهُ مُذَاكَرَتُهُ
[ኣቡ ኑዒም] [ኣቡ እስራዒል] ካብ [ዓታ` ቢን ኣስ ሳዒብ] ካብ [ኣቡኡ] ወይ ካብ [ኣቡ ኣል ኣሕዋሽ] ካብ [ዓብደላ] ከምዚ ኢሉና ከም ዝነገረና ተገሊጹ ኣሎ: ‘እዚ ሓዲስ ክትደግሙ ይግባእ: ምኽንያቱ እቲ ህይወት -ሓዲስ- ዳግማይ ብምድጋም እዩ’።