Allah tidak beranak dan tidak pula diperanakkan
Imam Bukhari : 4122
حَدَّثَنَا أَبُو الْيَمَانِ أَخْبَرَنَا شُعَيْبٌ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ أَبِي حُسَيْنٍ حَدَّثَنَا نَافِعُ بْنُ جُبَيْرٍ عَنْ ابْنِ عَبَّاسٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَاعَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ قَالَ اللَّهُ كَذَّبَنِي ابْنُ آدَمَ وَلَمْ يَكُنْ لَهُ ذَلِكَ وَشَتَمَنِي وَلَمْ يَكُنْ لَهُ ذَلِكَ فَأَمَّا تَكْذِيبُهُ إِيَّايَ فَزَعَمَ أَنِّي لَا أَقْدِرُ أَنْ أُعِيدَهُ كَمَا كَانَ وَأَمَّا شَتْمُهُ إِيَّايَ فَقَوْلُهُ لِي وَلَدٌ فَسُبْحَانِي أَنْ أَتَّخِذَ صَاحِبَةً أَوْ وَلَدًا
ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኣል ያማን] ነጊሩና ኣሎ [ስዩኣይብ] ካብ [ዓብደላ ቢን ኣቡ ሑሴን] ነጊሩና ኣሎ [ናፊ’ ቢን ጁበይር] ካብ [ኢብን ዓባ ረድሊያላሁ ዓንሁማ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ: ኣላህ ታዓላ ከምዚ ኢሉ: ገለ ካብ ዘርኢ ኣዳም ብዛዕባይ ሓሶት ተዛሪቦም እኳ እንተኾኑ:: ከምኡ ናይ ምግባር መሰል ፍጹም የብሎምን። ንሳቶም ድማ ክነቕፉኒ መሰል ዘይብሎም ክንሶም ነቒፎምኒ። እቲ ብዛዕባይ ዝነግርዎ ሓሶት፡ ነቲ ኣቐዲመ ዝፈጠርክዎ ዳግማይ ክፈጥሮ ዓቕሚ ከም ዘይብለይ ይመስሎም። እንተ እቲ ንዓይ ዝጸርፍዎ ጸርፊ ግን ውሉድ ኣለኒ ይብሉ። ክብሪ ንዓይ ይኹን፡ ሰበይቲ ኣይወሰድኩን ውላድ የብለይን'።