Imam Darimi : 3117
حَدَّثَنَا يَعْلَى عَنْ إِسْمَعِيلَ عَنْ قَيْسٍ قَالَ كَانَ يُقَالُ إِنَّ الرَّجُلَ لَيُحْرَمُ بَرَكَةَ مَالِهِ فِي حَيَاتِهِ فَإِذَا كَانَ عِنْدَ الْمَوْتِ تَزَوَّدَ بِفَجْرَةٍ
ንዓና [ያዕላ] ካብ [እስማዒል] ካብ [ቃዒስ] ተዛሚዱ ኣሎ ከምዚ ኢሉ 'ብሓቂ 'ሰብ ኣብ ሞቱ ኣብ ልዕሊ ወረስቲ በደል እንተ ኣምጺኡ ኣብ ዕድመ ዕድሚኡ በረኸት ሃብቱ ይሕረም'' ኢሉ።