Imam Darimi : 3000
حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ حَسَّانَ حَدَّثَنَا يَحْيَى هُوَ ابْنُ حَمْزَةَ عَنْ زَيْدِ بْنِ وَاقِدٍ عَنْ مَكْحُولٍ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَا يَرِثُ الْمَوْلُودُ حَتَّى يَسْتَهِلَّ صَارِخًا وَإِنْ وَقَعَ حَيًّا
ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ሓሰን] ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ] ኢብን ሓምዛህ ምዃኑ፣ ካብ [ዛይድ ቢን ዋቂድ] ካብ [ማኹል] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም : - ዝተወልደ ቆልዓ ክሳብ ዝበኪን ዘእውይን ኣይወርስን እዩ - ብህይወት እንተተወሊዱ ድማ' ።