Imam Darimi : 2811
أَخْبَرَنَا يَزِيدُ بْنُ هَارُونَ أَخْبَرَنَا الْأَشْعَثُ عَنْ الزُّهْرِيِّ قَالَ جَاءَتْ إِلَى أَبِي بَكْرٍ جَدَّةٌ أُمُّ أَبٍ أَوْ أُمُّ أُمٍّ فَقَالَتْ إِنَّ ابْنَ ابْنِي أَوْ ابْنَ ابْنَتِي تُوُفِّيَ وَبَلَغَنِي أَنَّ لِي نَصِيبًا فَمَا لِي فَقَالَ أَبُو بَكْرٍ مَا سَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ فِيهَا شَيْئًا وَسَأَسْأَلُ النَّاسَ فَلَمَّا صَلَّى الظُّهْرَ قَالَ أَيُّكُمْ سَمِعَ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ فِي الْجَدَّةِ شَيْئًا فَقَالَ الْمُغِيرَةُ بْنُ شُعْبَةَ أَنَا قَالَ مَاذَا قَالَ أَعْطَاهَا رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ سُدُسًا قَالَ أَيَعْلَمُ ذَاكَ أَحَدٌ غَيْرُكَ فَقَالَ مُحَمَّدُ بْنُ مَسْلَمَةَ صَدَقَ فَأَعْطَاهَا أَبُو بَكْرٍ السُّدُسَ فَجَاءَتْ إِلَى عُمَرَ مِثْلُهَا فَقَالَ مَا أَدْرِي مَا سَمِعْتُ مِنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فِيهَا شَيْئًا وَسَأَسْأَلُ النَّاسَ فَحَدَّثُوهُ بِحَدِيثِ الْمُغِيرَةِ بْنِ شُعْبَةَ وَمُحَمَّدِ بْنِ مَسْلَمَةَ فَقَالَ عُمَرُ أَيُّكُمَا خَلَتْ بِهِ فَلَهَا السُّدُسُ فَإِنْ اجْتَمَعْتُمَا فَهُوَ بَيْنَكُمَا
ጸብጺቡልና ኣሎ [ያዚድ ቢን ሃሩን] ንዓና [ኣል ኣሲዓስ] ካብ [ኣዝ ዙህሪ] ጸብጺቡልና ኣሎ ኢሉ፤ ሓንቲ ዓባየይ ካብ ኣደ ኣቡኡ ወይ ኣደ ኣዲኡ ናብ ኣቡበከር መጺኣ ከምዚ ኢላ፤ ግደ ሓቂ ወዲ ወደይ ወይ ወዲ ጓለይ ሞይቱ ካብቲ ርስቲ ብጽሒቱ ክረክብ እየ ኢሉ መጺኡኒ ኣሎ እሞ ብጽሒተይ እንታይ እዩ? ኣቡበከር ከምዚ ኢሎም፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ንዓባያ ዋላ ንእሽተይ ክህብ ሰሚዐ ኣይፈልጥን፣ ንኻልእ ክሓትት እየ! ናይ ቀትሪ ሰላት ምስ ወድአ ድማ ከምዚ ኢሉ ሓተተ: ካባኻትኩም መን እዩ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ንሓንቲ ዓባየይ ክፋል ናይቲ ውርሻ ከም ዝሃባ ዝሰምዐ? [ስለዚ ኣል ሙጊራ ቢን ስዩባህ] ከምዚ በለ: ኣነ! ንሱ ድማ: ክንደይ? ኣል ሙጊራ ድማ ከምዚ ክብል መለሰ: ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ሓደ ሻድሻይ ሂብዎ። ደጊሙ ሓተተ: ብዘይካኻ ካልእ ዝፈልጦ ኣሎ ድዩ? ስለዚ [መሓመድ ቢን መስላማ] ከምዚ በለ: እወ ሓቁ እዩ! ስለዚ ኣቡበከር ነታ ዓባየይ ሓደ ሻድሻይ ሂብዋ። ብድሕሪኡ ናብ ዑመር መጸ ከምቲ ናብ ኣቡበከር ዝመጸ፡ ሽዑ ዑመር ከምዚ በለ: ኣነ ኣይፈልጥን ሰሚዐን ኣይፈልጥን ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ካብ ውርሻ ዓባየይ ከም ዝሃቡ ግን ንህዝቢ ክሓትት እየ! ስለዚ ብዛዕባ ሓዲስ ኣል ሙጊራ ቢን ስዩባን መሓመድ ቢን መስላምን ነገሩዎ። ስለዚ ዑመር ከምዚ በለ: ካባኻትኩም ክልቴኹም ርስቲ ክመቓቐል ከሎ በይኑ ዝኾነ ሽዑ ሓደ ሻድሻይ ናብኡ ይኸይድ: ክልተ እንተሃልዮም ድማ ሓደ ሻድሻይ ናብ ክልቴኹም ይኸይድ::