Setiap amal anak adam dilipat gandakan kecuali puasa
Imam Darimi : 2667
حَدَّثَنَا عَفَّانُ حَدَّثَنَا جَعْفَرُ بْنُ سُلَيْمَانَ حَدَّثَنَا الْجَعْدُ أَبُو عُثْمَانَ قَالَ سَمِعْتُ أَبَا رَجَاءٍ الْعُطَارِدِيَّ قَالَ سَمِعْتُ ابْنَ عَبَّاسٍ عَنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فِيمَا يَرْوِيهِ عَنْ رَبِّهِ عَزَّ وَجَلَّ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِنَّ رَبَّكُمْ رَحِيمٌ مَنْ هَمَّ بِحَسَنَةٍ فَلَمْ يَعْمَلْهَا كُتِبَتْ لَهُ حَسَنَةً فَإِنْ عَمِلَهَا كُتِبَتْ عَشْرًا إِلَى سَبْعِ مِائَةٍ إِلَى أَضْعَافٍ كَثِيرَةٍ وَمَنْ هَمَّ بِسَيِّئَةٍ فَلَمْ يَعْمَلْهَا كُتِبَتْ لَهُ حَسَنَةً فَإِنْ عَمِلَهَا كُتِبَتْ وَاحِدَةً أَوْ يَمْحُوهَا وَلَا يَهْلِكُ عَلَى اللَّهِ إِلَّا هَالِكٌ
ነጊሩና ኣሎ [ዓፋን] ነጊሩና ኣሎ [ጃዕፈር ቢን ሱሌማን] ነጊሩና ኣሎ [ጃድ ኣቡ ዑስማን] ኢሉ፤ [ኣቡ ራጃ` ኣል ዑታሪዲ] ክብል ሰሚዐ፤ [ኢብን ዓባስ] ካብ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ወሳላም ብዛዕባ እቲ ካብ ረቢ ዓዛ ዋጀላ ዘረከቦ ሰሚዐዮ። ኢሉ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በለ:- ብሓቂ ረቢኻ ርህሩህ እዩ: ሓደ ጽቡቕ ነገር ክገብር ዝሓሰበ ድሕሪኡ ዘይገብሮ ሽዑ ሓደ ሰናይ ነገር ተጻሒፉሉ እንተገይሩ ድማ ካብ ዓሰርተ ክሳብ ሸውዓተ ሚእቲ ዕጽፊ ዝያዳ ሰናይ ይጽሓፈሉ: ዋላ ብብዙሕ ዕጽፊ። ገበን ክፍጽም ሓሲቡ ዘይገበሮ ድማ ሰናይ ተግባር ተጻሒፉሉ፡ እንተገይሩ ግና ክፉእ ተጻሒፉሉ ወይ ክድምስሶ እዩ። ኣላህ ነቶም ክጠፍኡ ዝደለዮም እንተዘይኮይኑ ኣየጥፍእን እዩ'።