Imam Darimi : 1937
أَخْبَرَنَا مُحَمَّدُ بْنُ الْقَاسِمِ الْأَسَدِيُّ حَدَّثَنَا ثَوْرٌ عَنْ خَالِدِ بْنِ مَعْدَانَ عَنْ أَبِي أُمَامَةَ قَالَ كَانَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِذَا أَكَلَ أَوْ شَرِبَ قَالَ الْحَمْدُ لِلَّهِ حَمْدًا كَثِيرًا طَيِّبًا مُبَارَكًا فِيهِ غَيْرَ مَكْفُورٍ وَلَا مُوَدَّعٍ وَلَا مُسْتَغْنًى عَنْ رَبِّنَا
ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ኣል ቃሲም ኣል ኣስዲ] ካብ [ካሊድ ቢን ማእዳን] ካብ [ኣቡ ኡማማ] [ጻውር] ነጊሩና ኣሎ ኢሉ፤ ረሱሉላህ ሻላሁ ዓለይሂ ዋሳላም ምብላዕ ወይ ምስታይ ምስ ወድአ፡ ኣል ሓምዱሊላሂ ሓምዳን ካትሲራን ታይዪባን ሙባኣራካን ፊሂ ጋይራ ማክፉሪን ዋ ላ ሙዋዳኢን ዋ ላ ሙስ ታግናን ዓን ረቢና በለ። -ምስጋና ንኣላህ ይኹኖ፣ ምስጋና ብብዝሒን ሰናይን ኣብ ልዕሊኡ በረኸት ዝሓዘን፣ ንረቢና ኣብ ዘይተኸሓደ፣ ዘይተገደፈን ዘየድልዮን ኣብ ዝኾነሉ እዋን-'።