Imam Darimi : 1931
أَخْبَرَنَا سَهْلُ بْنُ حَمَّادٍ حَدَّثَنَا شُعْبَةُ حَدَّثَنَا الْحَكَمُ قَالَ سَمِعْتُ زَيْدَ بْنَ وَهْبٍ يُحَدِّثُ عَنْ الْبَرَاءِ بْنِ عَازِبٍ عَنْ ثَابِتِ بْنِ وَدِيعَةَ قَالَ أُتِيَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بِضَبٍّ فَقَالَ أُمَّةٌ مُسِخَتْ وَاللَّهُ أَعْلَمُ
ነጊሩና ኣሎ [ሳህል ቢን ሓማድ] ነጊሩና ኣሎ [ስዩባ] ነጊሩና ኣሎ [ኣል ሓካም] ኢሉ፤ [ዛይድ ቢን ዋህብ] ን[ኣልባራ` ቢን ዓዚብ] ካብ [ታቢት ቢን ወዲዓ] ክነግሮ ሰሚዐዮ፣ ከምዚ ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓሌይ ዋሰላም ስጋ ዕንቅርቢት ምስ ቀረበሎም : - -ስጋዌ- ናይ ሓደ መልክዑ ዝተቐየረ ህዝቢ እዩ ወላሁ ዓ'ላም' ኢሎም።