Imam Darimi : 491
أَخْبَرَنَا مُسْلِمُ بْنُ إِبْرَاهِيمَ حَدَّثَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ الْمُثَنَّى حَدَّثَنِي ثُمَامَةُ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ أَنَسٍ أَنَّ أَنَسًا كَانَ يَقُولُ لِبَنِيهِ يَا بَنِيَّ قَيِّدُوا هَذَا الْعِلْمَ
ነጊሩና ኣሎ [ሙስሊም ቢን ኢብራሂም] ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ ቢን ኣል ሙትሳና] ነጊሩኒ ኣሎ [ጹማማ ቢን ዓብደላ ቢን ኣናስ]፣ [ኣናስ] ንደቁ ከምዚ ኢሉዎም: ‘ኦ ደቀይ ነዚ ፍልጠት እዚ ክትኣስርዎ ኣለኩም’።