Imam Darimi : 74
حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ حُمَيْدٍ حَدَّثَنَا الْفَضْلُ بْنُ مُوسَى حَدَّثَنَا الْحُسَيْنُ بْنُ وَاقِدٍ عَنْ يَحْيَى بْنِ عُقَيْلٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ أَبِي أَوْفَى قَالَ كَانَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يُكْثِرُ الذِّكْرَ وَيُقِلُّ اللَّغْوَ وَيُطِيلُ الصَّلَاةَ وَيُقْصِرُ الْخُطْبَةَ وَلَا يَأْنَفُ وَلَا يَسْتَنْكِفُ أَنْ يَمْشِيَ مَعَ الْأَرْمَلَةِ وَالْمِسْكِينِ فَيَقْضِيَ لَهُمَا حَاجَتَهُمَا
ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ሑመይድ] ነጊሩና ኣሎ [ኣልፋድል ቢን ሙሳ] ነጊሩና ኣሎ [ኣል ሑሴን ቢን ዋቂድ] ካብ [ያሕያ ቢን ዑቃይል] ካብ [ዓብደላ ቢን ኣቢ ዓውፋ] ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኩሉ ግዜ ዚክሪኦም ይውስኹ ነበሩ፣ ንባኽን ነገራት ይቕንሱ - ይርሕቑ - ሰላቶም የናውሑ፣ ስብከቶም የሕጽሩ፣ ተሪር ተግባር ኣይፍጽሙን፣ ጉዳዮም ንምፍታሕ ምስ መበለታትን ድኻታትን ምዝርራብ ኣይሓፍርን እዩ ነይሩ።