Imam Malik : 1571
و حَدَّثَنِي مَالِك عَنْ صَفْوَانَ بْنِ سُلَيْمٍ أَنَّهُ قَالَقِيلَ لِرَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَيَكُونُ الْمُؤْمِنُ جَبَانًا فَقَالَ نَعَمْ فَقِيلَ لَهُ أَيَكُونُ الْمُؤْمِنُ بَخِيلًا فَقَالَ نَعَمْ فَقِيلَ لَهُ أَيَكُونُ الْمُؤْمِنُ كَذَّابًا فَقَالَ لَا
ነጊሩኒ ነይሩ ማሊክ ካብ [ሻፍዋን ቢን ሱሌም] ከምዚ ኢሉ፤ 'ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰለም - ሓደ ኣማኒ ፈራሕ ክኸውን ይኽእል ድዩ?' ንሱ ድማ ‘እወ’ ኢሉ መለሰ። ሽዑ እንደገና ሓተተ፤ 'ኣማኒ ኹል ክኸውን ይኽእል ድዩ?' ንሱ ድማ ‘እወ’ ኢሉ መለሰ። ሽዑ እንደገና ሓተተ፤ 'ኣማኒ ሓሳዊ ክኸውን ይኽእል ድዩ?' ንሱ ድማ ‘ኣይፋልን’ ኢሉ መለሰሉ።