Imam Malik : 1134
حَدَّثَنِي يَحْيَى عَنْ مَالِك عَنْ رَبِيعَةَ بْنِ عَبْدِ الرَّحْمَنِ أَنَّ الْقَاسِمَ بْنَ مُحَمَّدٍكَانَ يَبِيعُ ثَمَرَ حَائِطِهِ وَيَسْتَثْنِي مِنْهُ
ያሕያ ካብ ማሊክ ካብ [ረቢዓ ቢን ዓብዱራሕማን] [ኣልቃሲም ቢን መሓመድ] ነቲ ፍረ ኣብ ጀርዲኑ ከም ዝሸጦ፡ ድሕሪኡ ገለ ነገር ከም ዘግለለ ነጊሩኒ።