Imam Malik : 368
و حَدَّثَنِي عَنْ مَالِك عَنْ نَافِعٍ أَنَّ عَبْدَ اللَّهِ بْنَ عُمَرَ كَانَ يَقُولُمَنْ نَسِيَ صَلَاةً فَلَمْ يَذْكُرْهَا إِلَّا وَهُوَ مَعَ الْإِمَامِ فَإِذَا سَلَّمَ الْإِمَامُ فَلْيُصَلِّ الصَّلَاةَ الَّتِي نَسِيَ ثُمَّ لِيُصَلِّ بَعْدَهَا الْأُخْرَى
ካብ ማሊክ ካብ [ናፊዕ] [ዓብደላ ቢን ዑመር] ከም ዝበሎ ተዛሪቡኒ ኣሎ፤ 'ንሓደ ሰላት ዝረሰዐ፡ ብዘይካ ምስ ኢማም ክሰግድ ከሎ ዘይዝክሮ፡ ሽዑ እቲ ኢማም ሰላም ምስ በሎ ነቲ ዝረሰዖ ሰላት ክፍጽም ኣለዎ፡ ድሕሪኡ ካልእ ሰላት ይፍጽም'።