Imam Bukhari : 3511
حَدَّثَنَا آدَمُ حَدَّثَنَا شُعْبَةُ حَدَّثَنَا أَبُو إِيَاسٍ مُعَاوِيَةُ بْنُ قُرَّةَ عَنْ أَنَسِ بْنِ مَالِكٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَا عَيْشَ إِلَّا عَيْشُ الْآخِرَةِفَأَصْلِحْ الْأَنْصَارَ وَالْمُهَاجِرَةَوَعَنْ قَتَادَةَ عَنْ أَنَسٍ عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مِثْلَهُ وَقَالَ فَاغْفِرْ لِلْأَنْصَارِ
ነጊሩና ኣሎ [ኣዳም] ነጊሩና ኣሎ [ስዩባህ] ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኢያስ ሙዓዊያ ቢን ቁራህ] ካብ [ኣናስ ቢን ማሊክ ረቢ ይሕጎሰሉ] ኢሉና: ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ: '-ኦ ኣላህ- ብዘይካ ሂወት ድሕሪ ሞት ናይ ሓቂ ህይወት የለን:: ርክብ ኣንሳርን ሙሃጂሪንን ኣመሓይሽ'። ከምኡ ውን ካብ [ቃታዳ] ካብ [ኣናስ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓሌሂ ዋሰላም ከም ኣሰናዳኢ ናይዚ ሓዲስ ከምኡ ውን ከምዚ በለ: '-ኦ ኣላህ- ንኣንሳር ይቕረ በል'::