Imam Bukhari : 3477
حَدَّثَنَا مُوسَى عَنْ أَبِي عَوَانَةَ عَنْ مُغِيرَةَ عَنْ إِبْرَاهِيمَ عَنْ عَلْقَمَةَدَخَلْتُ الشَّأْمَ فَصَلَّيْتُ رَكْعَتَيْنِ فَقُلْتُ اللَّهُمَّ يَسِّرْ لِي جَلِيسًا فَرَأَيْتُ شَيْخًا مُقْبِلًا فَلَمَّا دَنَا قُلْتُ أَرْجُو أَنْ يَكُونَ اسْتَجَابَ قَالَ مِنْ أَيْنَ أَنْتَ قُلْتُ مِنْ أَهْلِ الْكُوفَةِ قَالَ أَفَلَمْ يَكُنْ فِيكُمْ صَاحِبُ النَّعْلَيْنِ وَالْوِسَادِ وَالْمِطْهَرَةِ أَوَلَمْ يَكُنْ فِيكُمْ الَّذِي أُجِيرَ مِنْ الشَّيْطَانِ أَوَلَمْ يَكُنْ فِيكُمْ صَاحِبُ السِّرِّ الَّذِي لَا يَعْلَمُهُ غَيْرُهُ كَيْفَ قَرَأَ ابْنُ أُمِّ عَبْدٍ{ وَاللَّيْلِ }فَقَرَأْتُ{ وَاللَّيْلِ إِذَا يَغْشَى وَالنَّهَارِ إِذَا تَجَلَّى }وَالذَّكَرِ وَالْأُنْثَى قَالَ أَقْرَأَنِيهَا النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَاهُ إِلَى فِيَّ فَمَا زَالَ هَؤُلَاءِ حَتَّى كَادُوا يَرُدُّونِي
ነጊሩና ኣሎ [ሙሴ] ካብ [ኣቡ ዓዋና] ካብ [ሙጊራ] ካብ [ኢብራሂም] ካብ [ኣልቃማ] ከምዚ ኢሉ፤ 'ሓንሳብ ናብ ምድሪ ሶርያ በጺሐ ኣብኡ ክልተ ረካዓ ሰጊደ ድሕሪኡ ጸሎት ገይረ፤ 'ኦ ኣላህ ጻድቃን ኣዕሩኽ ንምርካብ ቀሊል ግበረለይ'። ሽዑ [ሓደ ኣረጊት ሰብኣይ ክመጽእ] ረኣኹ። ምስ ቀረበ ብልበይ፤ 'እዚ ሰብ መልሲ ጸሎተይ ክኸውን ተስፋ እገብር'። እቲ ኣረጊት ሰብኣይ ሓተተ፤ 'ካበይ ኢኻ መጺእካ?'. ኢለ መለስኩሉ፤ 'ካብ ኩፋ'። ደጊሙ ድማ፤ 'ምሳኻ ድዩ ኣብኡ ተሰካሚ ሳንዱቕ - ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም - ወናኒ መንጸፍን ዕትሮን? -ትርጉሙ ዓብደላ ቢን መስዑድ ራዲያላሁ ዓንሁ-?። ሓቂ ድዩ ምሳኻ ኣላህ ካብ ሸይጣን ዝረሓቖም ሰባት ኣለዉ ማለት ብቃላት ነቢዩ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላም? ኣብኡ ምሳኻ ዘሎ ብዘይካኡ ካልእ ዘይፈልጦ ዝርዝር ህይወት ናይ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ዝፈልጥ ሰብ የለን ድዩ?'. ድሕሪኡ እንደገና ሓተተ፤ 'ኡም ዓብድ ከመይ ጌሩ ቃል ኣላህ ኣንቢቡ: -'ዋል ላይሊ'-?። ስለዚ ኣንቢበዮ፤ 'ዋል ላይሊ ኢድዛ ያግስያ፡ ዋን ናሃሪ ኢድዛ ታጅላ፡ ዋድዝ ድዛካሪ ዋል ኡንሳ'-ምስ ሓራካት ካስራ ኣብ ፊደል ሮ' ስለዚ ኣድድዛካሪ ዘይኮነስ ኣድዝዛካሮ ይንበብ--። እቶም ኣረጊት ሰብኣይ ድማ፤ 'ብሓቂ ነቢይ ረሱልላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ካብ ኣፉ ብቐጥታ ናብ ኣፈይ ኣንቢቦሞ ዳርጋ ክሳብ ዝመልሱኒ ድማ ገና ነተን ኣያታት ሓዚለየን ነይረ'።