Imam Bukhari : 3472
حَدَّثَنَا ابْنُ نُمَيْرٍ عَنْ مُحَمَّدِ بْنِ عُبَيْدٍ حَدَّثَنَا إِسْمَاعِيلُ عَنْ قَيْسٍ أَنَّ بِلَالًا قَالَلِأَبِي بَكْرٍ إِنْ كُنْتَ إِنَّمَا اشْتَرَيْتَنِي لِنَفْسِكَ فَأَمْسِكْنِي وَإِنْ كُنْتَ إِنَّمَا اشْتَرَيْتَنِي لِلَّهِ فَدَعْنِي وَعَمَلَ اللَّهِ
ነጊሩና ኣሎ [ኢብን ኑማይር] ካብ [መሓመድ ቢን ዑበይድ] ነጊሩና ኣሎ [ኢስማዒል] ካብ [ቃዒስ] [ቢላል] ንኣቡበከር ከም ዝበሎ፤ 'መጀመርታ ንገዛእ ርእስኻ ኢልካ ሓራ ኣውጺእካኒ እንተኾንካ ሽዑ ገትኣኒ -ድሌትካ ክስዕብ-፡ ብሰንኪ ኣላህ ሓራ ኣውጺእካኒ ግን ሽዑ ንኣላህ ሰናይ ተግባር ክገብር ክኸይድ'።