Imam Bukhari : 3442
حَدَّثَنَا أَحْمَدُ بْنُ مُحَمَّدٍ أَخْبَرَنَا عَبْدُ اللَّهِ أَخْبَرَنَا هِشَامُ بْنُ عُرْوَةَ عَنْ أَبِيهِ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ الزُّبَيْرِ قَالَكُنْتُ يَوْمَ الْأَحْزَابِ جُعِلْتُ أَنَا وَعُمَرُ بْنُ أَبِي سَلَمَةَ فِي النِّسَاءِ فَنَظَرْتُ فَإِذَا أَنَا بِالزُّبَيْرِ عَلَى فَرَسِهِ يَخْتَلِفُ إِلَى بَنِي قُرَيْظَةَ مَرَّتَيْنِ أَوْ ثَلَاثًا فَلَمَّا رَجَعْتُ قُلْتُ يَا أَبَتِ رَأَيْتُكَ تَخْتَلِفُ قَالَ أَوَهَلْ رَأَيْتَنِي يَا بُنَيَّ قُلْتُ نَعَمْ قَالَ كَانَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ مَنْ يَأْتِ بَنِي قُرَيْظَةَ فَيَأْتِينِي بِخَبَرِهِمْ فَانْطَلَقْتُ فَلَمَّا رَجَعْتُ جَمَعَ لِي رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَبَوَيْهِ فَقَالَ فِدَاكَ أَبِي وَأُمِّي
ነጊሩና ኣሎ [ኣሕመድ ቢን መሓመድ] ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ] ካብ [ኣቡኡ] [ሂስያም ቢን ኡርዋ] ካብ [ዓብደላ ቢን ኣዝ ዙበይር] ነጊሩና ኣሎ ኢሉ፤ ኣብ መዓልቲ ውግእ ኣህዛብ ኣነን ዑመር ቢን ኣቡ ሰላማን ምስተን ደቂ ኣንስትዮ ቅርበት ስለ ዝነበርና ድሕሪኡ ንየው ነጀው ጠሚተ [ዙበይር] ኣብ ፈረስ ተሰቒሉ ናብ ባኒ ቁራይዛ ክልተ ሰለስተ ግዜ ንቕድሚትን ንድሕሪትን ክኸይድ ረኸብክዎ። ምስ ተመለስኩ ኢለ ሓቲተ፤ 'ኦ ኣቦይ ክትወዛወዝን ክትጥወይን ይርእየካ ኣለኹ'። ኢሉ ሓቲቱ፤ ‘ብሓቂ ዲኻ ርኢኻኒ ወደይ?’። ኢለ መለስኩሉ፤ 'እወ ሓቀይ'። ይብል፤ 'ምኽንያቱ ቅድሚ ሕጂ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም: 'መን ናብ ባኒ ቁረይዛ መጺኡ ዜናኦም ከብጽሓኒ ይኽእል?'። ስለዚ ተበጊሰ ምስ ተመለስኩ ድማ ነቢይ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ንወለዱ ሓዊሱ በጃ ኮይኖም ረኺበዮም: በጃኻ ኣቦይን ኣደይን እዩ’ ዝብል ቃል ረኺበዮ።