Imam Bukhari : 3382
حَدَّثَنَا عَبْدُ الْعَزِيزِ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ حَدَّثَنَا سُلَيْمَانُ عَنْ يَحْيَى بْنِ سَعِيدٍ عَنْ نَافِعٍ عَنْ ابْنِ عُمَرَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَا قَالَكُنَّا نُخَيِّرُ بَيْنَ النَّاسِ فِي زَمَنِ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَنُخَيِّرُ أَبَا بَكْرٍ ثُمَّ عُمَرَ بْنَ الْخَطَّابِ ثُمَّ عُثْمَانَ بْنَ عَفَّانَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمْ
ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱል ዓዚዝ ቢን ዓብደላ] ካብ [ያሕያ ቢን ሰዒድ] ካብ [ናፊ’] ካብ [ኢብን ዑመር ራድሊኣላሁ ዓንሁ] [ሱሌማን] ነጊሩና ኣሎ፤ 'ኣብ ግዜ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ካብ ደቂ ሰባት ዝበለጹ ሰባት መሪጽናዮም። ኣብ መወዳእታ እቶም ዝተመርጹ ኣቡበከር፡ ድሕሪኡ ዑመር ቢን ኣል ኸስታብ፡ ድሕሪኡ ዑስማን ቢን ዓፋን ኣላህ ይሕጎሰሉ’ እዮም።