Setiap kaum memiliki hari raya, dan hari raya kaum muslimin adalah Idul Fitri dan Idul Adha
Imam Bukhari : 3266
حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ بُكَيْرٍ حَدَّثَنَا اللَّيْثُ عَنْ عُقَيْلٍ عَنْ ابْنِ شِهَابٍ عَنْ عُرْوَةَ عَنْ عَائِشَةَأَنَّ أَبَا بَكْرٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ دَخَلَ عَلَيْهَا وَعِنْدَهَا جَارِيَتَانِ فِي أَيَّامِ مِنًى تُغَنِّيَانِ وَتُدَفِّفَانِ وَتَضْرِبَانِ وَالنَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مُتَغَشٍّ بِثَوْبِهِ فَانْتَهَرَهُمَا أَبُو بَكْرٍ فَكَشَفَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ عَنْ وَجْهِهِ فَقَالَ دَعْهُمَا يَا أَبَا بَكْرٍ فَإِنَّهَا أَيَّامُ عِيدٍ وَتِلْكَ الْأَيَّامُ أَيَّامُ مِنًى وَقَالَتْ عَائِشَةُ رَأَيْتُ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَسْتُرُنِي وَأَنَا أَنْظُرُ إِلَى الْحَبَشَةِ وَهُمْ يَلْعَبُونَ فِي الْمَسْجِدِ فَزَجَرَهُمْ فَقَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ دَعْهُمْ أَمْنًا بَنِي أَرْفِدَةَ يَعْنِي مِنْ الْأَمْنِ
ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ቡካይር] ነጊሩና ኣሎ [ኣል ላይትስ] ካብ [ዑቃይል] ካብ [ኢብን ሺሃብ] ካብ [ዑርዋ] ካብ [ዓሲያ ራድሊያላሁ ዓንሃ] ኣቡበከር ራድሊያላሁ ዓንሁ ናብ -'ኣይሲያ ራድሊያላሁ ዓንሃ- ከም ዝመጸ ኣብ ጎድኑ ክልተ ደቂ ኣንስትዮ ባሮት ኣብ መዓልታት ሚና ዝዝምራ እንከለዋ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ድማ ብጨርቃ ገጻ ዓጽዮም። ሽዑ ኣቡበከር ረቢ ይሕጎሰሉ ነተን ክልተ ሰሃያታት ከልኪሎምን ገንሕወንን ። ስለዚ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ነቲ ገጹ ዝሸፈነ ጨርቂ ኣውጺኦም ከምዚ በሎም: ግደፎ ኦ ኣቡበከር:: ምኽንያቱ እዚ በዓል ዒድ ስለዝኾነ። እተን መዓልታት ናይ ሚና -ታሲሪክ- ዘመን እየን ነይረን። ከምኡ ውን ዓይሻ ራዲያላሁ ዓንሃ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ኣብ መስጊድ ባሮት ሓባስያ ክጻወቱ እናረኣኹ ብስጋኦም ክሽፍኑኒ ርእየዮም። ሃንደበት ንሱ -ዑመር ኣላህ ይሕጎሰሉ- ደው ኣበሎም። ስለዚ ረሱል ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ከምዚ ኢሎም: ዋሕስ ናይ ባኒ ኣርፊዳ ማለት ውሕስነት ግደፎም’ ኢሎም።