Imam Bukhari : 3237
حَدَّثَنَا عَلِيُّ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ عَنْ إِسْمَاعِيلَ عَنْ قَيْسٍ عَنْ أَبِي مَسْعُودٍيَبْلُغُ بِهِ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ مِنْ هَا هُنَا جَاءَتْ الْفِتَنُ نَحْوَ الْمَشْرِقِ وَالْجَفَاءُ وَغِلَظُ الْقُلُوبِ فِي الْفَدَّادِينَ أَهْلِ الْوَبَرِ عِنْدَ أُصُولِ أَذْنَابِ الْإِبِلِ وَالْبَقَرِ فِي رَبِيعَةَ وَمُضَرَ
ነጊሩና ኣሎ [ዓሊ ቢን ዓብደላ] ካብ [እስማዒል] ካብ [ቃዒስ] ካብ [ኣቡ መስዑድ] ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላም ከም ዝበሎ: 'ካብቲ ኣንፈት እቲ ጸለመ ይለዓል ማለት ምብራቕ እዩ። ከምኡ’ውን ኣብቶም ኣግማል ወይ ጓሶት ዝጓስዩን ዝውንኑን ሰባት ማለት ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ምንባር ዝፈትዉ ሰባት ማለት ኣብ ቀቢላታት ራብዓን ሙድላርን ብድሕሪ ጭራ ኣግማልን ላሕምን ክስዕቡ ዝፈትዉ ሰባት ረሳሕን ተሪርን ልምድታት ኣሎ።