Rasulullah pada malam diisra’kan, beliau melihat musa dan melihat isa, semuanya Allah perlihatkan kepadaku sebagai tanda-tanda kebesaran-nya
Imam Bukhari : 3144
حَدَّثَنِي مُحَمَّدُ بْنُ بَشَّارٍ حَدَّثَنَا غُنْدَرٌ حَدَّثَنَا شُعْبَةُ عَنْ قَتَادَةَ قَالَ سَمِعْتُ أَبَا الْعَالِيَةِ حَدَّثَنَا ابْنُ عَمِّ نَبِيِّكُمْ يَعْنِي ابْنَ عَبَّاسٍعَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ لَا يَنْبَغِي لِعَبْدٍ أَنْ يَقُولَ أَنَا خَيْرٌ مِنْ يُونُسَ بْنِ مَتَّى وَنَسَبَهُ إِلَى أَبِيهِ وَذَكَرَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَيْلَةَ أُسْرِيَ بِهِ فَقَالَ مُوسَى آدَمُ طُوَالٌ كَأَنَّهُ مِنْ رِجَالِ شَنُوءَةَ وَقَالَ عِيسَى جَعْدٌ مَرْبُوعٌ وَذَكَرَ مَالِكًا خَازِنَ النَّارِ وَذَكَرَ الدَّجَّالَ
ነጊሩኒ ኣሎ [መሓመድ ቢን በሲያር] ነጊሩና ኣሎ [ጉንደር] ነጊሩና ኣሎ [ስዩባህ] ካብ [ቃታዳ] ከምዚ ኢሉ ሰሚዐ [ኣቡ ኣል ዓሊያ] ነጊሩና ኣሎ [ወዲ ኣኮ ነቢኻ ማለት ኢብን ዓባስ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሳላም ከምዚ ኢሉ: 'ንባርያ ኣይምጥንን እዩ:: ካብ ዩኑስ ቢን ማታ ይበልጽ ንምባል' -----ንኣቡኡ ብምትእስሳር እዩ ጠቒስዎ----'። ከምኡ ውን ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኣብታ ለይቲ ኢስራ ከም ዝተገብረላ ጠቒሶም ኢዮም ኢዮም ; 'ሙሴ ካብ ስያኑዓ - የመን ዝመጸ ድሙቕ ሰብ መሲሉ ቡናዊ ቆርበት ዝነበሮ ሰብ'ዩ ነይሩ፡ 'ኢሳ'ውን ቁርጽራጽ ጸጉሪ ዘለዎ፡ ገፊሕ ኣፍልቢ ዘለዎ ሰብ'ዩ ነይሩ። ንማሊክ መልኣኽ እውን ሓላዊ ሲኦል ኢሉዎን ንኣድ-ዳጃል' እውን ጠቒሱን እዩ።