Imam Bukhari : 3064
حَدَّثَنَا مُسَدَّدٌ حَدَّثَنَا يَحْيَى عَنْ هِشَامٍ قَالَ حَدَّثَنِي أَبِي عَنْ عَائِشَةَ قَالَتْأَمَرَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بِقَتْلِ الْأَبْتَرِ وَقَالَ إِنَّهُ يُصِيبُ الْبَصَرَ وَيُذْهِبُ الْحَبَلَ
ነጊሩና ኣሎ [ሙሳዳድ] ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ] ካብ [ሂሻም] ኢሉ ነጊሩኒ ኣሎ [ኣቦይ] ካብ ['ኣይስያ ራድያላሁ ዓንሁ] ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ሓጸርቲ ጭራ ዘለዎም ተመን ክቐትሉ ኣዚዞም እዚ ዓይነት ተመን ንዓይኒ ኣንፈት ከስሕት ከም ዝኽእልን ምንጻል ጥንሲ ከስዕብን ከም ዝኽእል ገሊጾም።'