Imam Bukhari : 2920
حَدَّثَنَا أَبُو الْوَلِيدِ حَدَّثَنَا شُعْبَةُ عَنْ حُمَيْدِ بْنِ هِلَالٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ مُغَفَّلٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَكُنَّا مُحَاصِرِينَ قَصْرَ خَيْبَرَ فَرَمَى إِنْسَانٌ بِجِرَابٍ فِيهِ شَحْمٌ فَنَزَوْتُ لِآخُذَهُ فَالْتَفَتُّ فَإِذَا النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَاسْتَحْيَيْتُ مِنْهُ
ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኣል ወሊድ] ነጊሩና ኣሎ [ስዩባ] ካብ [ሑማይድ ቢን ሂላል] ካብ [ዓብደላ ቢን ሙግፋል ራድሊኣላሁ ዓንሁ] ኢሉ፤ 'ንዕርዲ ኻይባር ኣብ ከበብናዮ ከለና፡ ሓደ ሰብ ብታሎ ዝተመልአ ቆርበት ዝሓዘ መትሓዚ ስለ ዝደርበየኒ ክወስዶ ዘሊለ።' ሽዑ ቁሊሕ ኢለ ረሱል ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ኣብኡ ከምዘለዉ ርእየ ስለዚ ሕፍረት ተሰሚዑኒ።'