Imam Bukhari : 2833
حَدَّثَنَا أَبُو نُعَيْمٍ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ عَنْ ابْنِ جُرَيْجٍ عَنْ عَمْرِو بْنِ دِينَارٍ عَنْ أَبِي مَعْبَدٍ عَنْ ابْنِ عَبَّاسٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَا قَالَجَاءَ رَجُلٌ إِلَى النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَقَالَ يَا رَسُولَ اللَّهِ إِنِّي كُتِبْتُ فِي غَزْوَةِ كَذَا وَكَذَا وَامْرَأَتِي حَاجَّةٌ قَالَ ارْجِعْ فَحُجَّ مَعَ امْرَأَتِكَ
ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኑዒም] ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ካብ [ኢብን ጁሮይጅ] ካብ [ዓምሩ ቢን ዲናር] ካብ [ኣቡ ማእባድ] ካብ [ኢብን ዓባስ ራድሊኣላሁ ዓንሁማ] ከምዚ ኢሉ፤ ሓደ ሰብኣይ ናብ ነቢ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም መጺኡ ከምዚ በለ፤ 'ኦ ረሱል ኣነ ኣብዚን ናብቲን ኲናት ክጽንበር ቆሪጸ ነይረ በዓልቲ ቤተይ ግን ሓጅ ክትገብር ተበጊሳ።' ስለዚ ንሱ ከምዚ በለ:- ተመለስ እሞ ምስ ሰበይትኻ ሓጅ ግበር’።