Imam Nasa'i : 5641
أَخْبَرَنَا أَبُو دَاوُدَ الْحَرَّانِيُّ قَالَ حَدَّثَنَا يَعْلَى بْنُ عُبَيْدٍ قَالَ حَدَّثَنَا مُطِيعٌ عَنْ أَبِي عُثْمَانَ عَنْ ابْنِ عَبَّاسٍ قَالَكَانَ يُنْبَذُ لِرَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَيَشْرَبُهُ مِنْ الْغَدِ وَمِنْ بَعْدِ الْغَدِ فَإِذَا كَانَ مَسَاءُ الثَّالِثَةِ فَإِنْ بَقِيَ فِي الْإِنَاءِ شَيْءٌ لَمْ يَشْرَبُوهُ أُهَرِيقَ
ንዓና [ኣቡዳውድ ኣል ሓራኒ] ድሕሪ ምሕባሩ ከምዚ ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ያዕላ ቢን ዑበይድ] ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ሙቲ’] ካብ [ኣቡ ዑስማን] ካብ [ኢብን ዓባስ] ከምዚ ኢሉ ኣሎ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ካብቲ ጽማቝ መስተ ይሰርሕ ነይሩ፡ ድሕሪኡ ንጽባሒቱ ንጽባሒቱን ንጽባሒቱ ሰተዮ። ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ገና ኣብቲ ዕትሮ ገለ እንተ ተሪፉ፡ ኣይሰትዮን ይፈስስ’ ኢሉ መለሰሉ።