Imam Nasa'i : 5616
أَخْبَرَنَا الْجَارُودُ بْنُ مُعَاذٍ هُوَ بَاوَرْدِيُّ قَالَ حَدَّثَنَا أَبُو سُفْيَانَ مُحَمَّدُ بْنُ حُمَيْدٍ عَنْ مَعْمَرٍ عَنْ ابْنِ طَاوُسٍ عَنْ أَبِيهِأَنَّهُ كَانَ يَكْرَهُ أَنْ يَبِيعَ الزَّبِيبَ لِمَنْ يَتَّخِذُهُ نَبِيذًا
ንዓና [ኣል ጃሩድ ቢን ሙዓድዝ] - ማለት ባዋርዲ - ድሕሪ ምሕባሩ፤ [ኣቡ ሱፍያን መሓመድ ቢን ሑማይድ] ካብ [ማዓመር] ካብ [ኢብኑ ታውስ] ካብ [ኣቡኡ]፣ ወይኒ ከም ጽማቝ ነቢይ ዝጥቀመሉ ሰብ ምሻጥ ከም ዘይፈቱ ነጊሩና ኣሎ።