Imam Nasa'i : 5556
أَخْبَرَنَا إِبْرَاهِيمُ بْنُ سَعِيدٍ قَالَ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ قَالَ حَدَّثَنَا سُلَيْمَانُ الْأَحْوَلُ عَنْ مُجَاهِدٍ عَنْ أَبِي عِيَاضٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِأَنَّ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ رَخَّصَ فِي الْجَرِّ غَيْرَ مُزَفَّتٍ
ሓቢሩና ኣሎ [ኢብራሂም ቢን ሰዒድ] ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ኢሉ፤ ንዓና [ሱሌማን ኣል ኣህዋል] ካብ [ሙጃሂድ] ካብ [ኣቡ ኢያድል] ካብ [ዓብደላ] ነጊሩና ኣሎ፣ ነቢይ ሰለላሁ ዓሌይ ዋሰላም ንኣል ጃር -ናይ ሸኽላ ዕትሮታት- ንምጥቃም እፎይታ ሂቦም እምበር ሙዛፋት ኣይኮኑን።